ነዚ ዝስዕብ ደገፍ ክትገብረሉ ትደሊዶ :
– ምስ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ድሕንነት ምስ ቤት
ጽሕፈት ምዝገባ ወጻእተኛታት ከምኡውን ምስ
ባምፍ ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥ
– ምስ ሓካይምን ጠበቓታትን ተራኸብ
– ትርጕም/ምርዳእ ፊደላት
– መደምደምታ ውዕላት
– ኣሰራርሓ ዕቝባኻ
– ኣብ ሓባራዊ መንበሪኻ ዘሎ ምጕርምራም/
ጸገማት
-ምስዚ ዚመሳሰል ድዩ?
ኣርቢትስክራይስ ኣሲል ዊትዘንሃውዘን ነቶም ኣብ ዊትዘንሃውዘን ዝርከቡ ስደተኛታት ሰሙናዊ ብፍታው ይድግፎም ኢዩ ።
ነፍሲ ወከፍ ሓሙስ ካብ ሰዓት 4 00 ድ. ቐ Brückenstraße. ክሳዕ ሰዓት 6 00 ድ. ቐ. ኣብኡ ኽንርእየካ ብሃንቀውታ ኢና እንጽበ ።